ንሎኮል-ኣፕ ኣውርድ
ብናጻ 20 ደቓይቕ ተቐበል
ኣብ ቴለፎንካ ምላእ፡ ናይ መውረዲ ሊንክ ተቐበል፡ ነቲ ኣፕ ኣውርዶ፡ ብድሕርዚ ምድዋል ትጅምር። ካብዚ ብዚያዳ ኣይከብድን!
ንሎኮል-ኣፕ ኣውሪድካ ብቐጥታ ምድዋል ጀምር። ምስ ኵሉ ዓይነት ወርሓዊ ኣገልግሎት (ኣቦነማንግ) ይሰርሕ
ነቲ ኣፕ ኣውርዶነቶም ትሑታት ዋጋታትና ርኣዮም
- Afghanistan
- Algeria
- Bangladesh
- Cameroon
- Congo
- Congo, the Democratic Republic of the
- Egypt
- Eritrea
- Estonia
- Ethiopia
- Gambia
- Germany
- Ghana
- India
- Iran, Islamic Republic of
- Iraq
- Israel
- Jordan
- Kenya
- Kuwait
- Latvia
- Lebanon
- Libyan Arab Jamahiriya
- Lithuania
- Morocco
- Nigeria
- Pakistan
- Palestinian Territory, Occupied
- Philippines
- Poland
- Qatar
- Saudi Arabia
- Senegal
- Somalia
- Sudan
- Syrian Arab Republic
- Tanzania, United Republic of
- Tunisia
- Turkey
- Uganda
- United Arab Emirates
- Yemen
Small
Medium
Large
ብኸመይ ይሰርሕ
ንዅሉ ረብሓታት ሎኮል እትምልከት ፊልም ረአ
Free Locall minutes with Halebop
Get free Locall minutes when you sign up to a Halebop subscription.

ኣብ ዕዳጋ ዝሓሰረ
ብፍሉጥ ትሑት ዋጋ ክሳዕ ዝደለኻዮ ግዜ ተዛረብ፡ ከም ድላይካ ደጋጊምካ ተዛረብ።

ኢንተርነት የብልካን፧ ምንም ጸገም የብሉን!
እቲ እትድውለሉ ሰብ ግድን ስማርትፎን ወይ ኢንተርነት ኪህልዎ የብሉን። ናብ ኵሉ ቊጽርታት ቴለፎን፡ ማለት ናብ ሞባይልን ቀዋሚ ቴለፎን ገዛን ክትድውል ትኽእል።

ድንቂ ዝኾነ ድምጺ
”ጽቡቕ ኣይስማዕን ኣሎ” ምባል ይተርፈካ። እቲ ዓይነት ድምጺ ድንቂ’ዩ።

ምስ ኵላተን ወሃብቲ ኣገልግሎት ቴለፎን (ኦፐረይተራት) ይሰርሕ
ነቲ ኣፕ ተጠቒምካ ትድውል። ብርግጽ ምስቲ ኣገልግሎት ቴለፎን ዚህበካ ኦፐረይተር ክትቅጽል ትኽእል ኢኻ።

ናጻ ደቃይቕ ኣዋህልል
ነቲ ኣፕ ሼር ግበሮ እሞ፡ ዝኾነ እትፈልጦ ሰብ ከውርዶ ከሎ፡ ናጻ ደቓይቕ ትቕበል።

ጀምር
ነቲ ኣፕ ኣውርዶ
ንሎኮል-ኣፕ ወይ ካብ ኣፕስቶር ወይ ካብ ጉግል ፕለይ ብናጻ ኣውርዶ።
ኣካውንት ኣውጽእ
ብሞባይልካ ጌርካ እቶ።
20 መደወሊ ደቓይቕ ተቐበል
ናብቲ ኣፕ ክትኣቱ ከለኻ፡ ናብ ዝደለኻዮ ሃገር ዘደውል 20 መደወሊ ደቓይቕ ትቕበል።
ደቓይቕ ግዛእ
ሃገር መሪጽካ፡ ሓደ ዕቅን መደወሊ ደቓይቕ ግዛእ።
ክትዛረብ ናብ ሰብ ደውል!